ዓባይ ሃገራዊት ወናም ድምጻዊት ጸሃይቱ በራኺ ብሓሙስ ዕለት 24 ግንቦት ኣብ ሆላንድ ከተማ ሮተርዳም ብሞት ተፈሊያትና። ዕርፍቲ ሓርበኛ ድምጻዊት ጸሃይቱ ምስ ተሰምዐ ኣብ ምሉእ ዓለም ተዘርጊሖም ዝርከቡ ደቂ ኤርትራ ከቢድ ሓዘን ከም ዝተሰመዖም ዝገልጽ ጽሑፋት ኣብ ሶሻል መድያ ክቃላሕ ጀመረ። ስምሓርበኛ ድምጻዊት ጸሃይቱ በራኺ ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብወርቃዊRead More →

ሎሚ ዕለት 24 ግንቦት ዝኽሪ መበል 27 ዓመት ኤርትራ ሃገርና ነጻ ዝወጸትሉ ዕለት ኢዩ። መዓልቲ ናጽነት ኣብ እነብዕለሉ ዘሎና ግዜ፣ ህዝብና ን27 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ኣርዑት ምልካዊ ጉጅለ ህግደፍ ጌና ይሳቐ ከም ዘሎን፣ ኤርትራ ሃገርና ብሰንኪ አረመናዊ ምሕደራ ህግደፍ አብ ቃራና መንገዲን፣ አብ መንጎ ምህላውን ዘይምህላውን ኩነታት ትርከብ ምህላዋ ርኡይRead More →

ኤርትራ: 1961-1991 ድሕሪ ምውዳእ ካልኣይ ኩናት ዓለም : ኣብ 1950 ዓ.ም ኤርትራ ብፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ክትቁረን ብሕቡራት መንግስታት ውሳነ ሓለፈ እሞ: ኤርትራ ብፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ተቋሪና ትነብር ነበረት:: ይኹን እምበር ናይ ሽዑ ገዛኢ ኢትዮጵያ ዝነበረ ንጉስ ሃይለስላሴ ነቲ ናይ ሕቡራት መንግስታት ውሳነ ብኢደ ዋኒኑ ኣፍሪሱ ንኤርትራ ብሓይሊ ኣካል ኢትዮጵያ ክትከውንRead More →

ንዝኽሪ ነብስሄር ኣቦና ሓጅ ሙሳ መሓመድ ኑር  ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ኣሜርካውያን ዳላስ ቴክሳስ ሰመረ ተስፋሚካኤል ሃብተማርያም መድረኽ ሃገራዊ ዘተ   ሰብ ከይሞተ መሸላ ከይሰወተ ኣይትፍረድ ይብሉ ኣቦታት።ሕሉፍ ዘይብሉ ጻድቅን መጻኢ ዘይብሉ ሓጢኣን ስለዘየለ።ነዚ ተገንዚቦም ድማ “ክታምካ የጸብቕ” ኢሎም ይምርቑ። ሎሚ መዓልቲ ንኽታሙ ዘጸበቐሉ ኣቦና፡ ነብስሄር ሓጅ ሙሳ መሓመድ ኑር፡ ክንዝክርን ከነኽብርንRead More →

ህዝቢ ካብ መንግስቲ ክፈርህ እንተጀሚሩ መንገዲ ዕንወት ሃገርን ህዝብን ኢዩ፥ መንግስቲ ካብ ህዝቢ ክፈርህ እንተጀሚሩ ድማ መንገዲ ጥዕና ኢዩ’ ክብል ቶማስ ጀፈርሰን ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ገሊጹ ምንባሩ ሰነዳት ታሪኽ ይነግሩ። ኣብ ኤርትራ ንመንግስቲ ዝፈርህ ህዝቢን፤ ንህዝቢ ዘርዕድን ዘስተናዕቕን መንግስቲ ኢዮም ዘለዉ።ንግዚኡ። ኣብ ዝሓለፉ 25 ዓመታት፤ብዝያዳ ድማ ኣብ ዝሓለፉ 15 ዓመታት፤Read More →

ጆን ሌኖን እተባህለ ጸሓፊ፤ ‘እቶም ፍቕርን ሰላምን ዝብል ኣበሃህላ ናይ ሱሳታት ስለዝኾነ ንድሕሪት ተሪፉዩ ዝብሉ፤ እቶም ንባዕሎም ንድሕሪት ክተርፉ ዝግበኦም ኢዮም፤ ምኽንያቱ ፍቕርን ሰላምን ዘመን ዘይቡሕጉጎም ዘልኣለማውያን ኢዮም’ ክብል ጽሒፉ ነይሩ። ብሓቂ ድማ ፍቕርን ሰላምን ናይ ሓዋሩ ባህጊ ኪኾኑ ይግባእ። ኣብ ዞባና፤ ብፍላይ ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጲያን ግን ውግእን ወሪኡንRead More →

ብዙሕ እዋን ዓመጽን እንክሔራን ዘጋጠሞም ኣህዛብ፤ ነቲ ኣብ ርእሶም ተቖሪኑ ዘሎ ኣርዑት ንምብጣስ ሓያል ቃልሲ የካይዱ። ነቶም ኣብ ትሕቲ ከቢድ ስቓይን ኩነኔ ሓርነትን ኣእትዮሞም ዘለዉ ዓመጽቶም ንምግጣም ድማ፤ ዕላማታቶም ሰሪዖም ይቃለሱ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ማለት ናይ ዓመጽ ሓይሊ በቲ ሓደ ወገን፥ ናይ ፍትሒ ግንባር ድማ በቲ ካልእ፤ ነዚ ኣብRead More →

ህዝቢ ኤርትራ ዳርጋ ንፍርቂ ዘመን ቅድም ብፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ደሓር ህይወት ኣእላፍ ኣሸሓት ብምኽፋል እዩ ናጽነቱ ጨቢጡ። እቲ ከቢድ ዋጋ ዝሓተተ ናጽነት ግን እቲ ህዝቢ ዝተመነዮ ሓርነት ወዲ ሰብ ኣየረጋገጸን ። እቲ ንሰውራ መሪሑ ዝኣተወ ውድብ ተልእኾኡን ህላዊኡን ብዉሑዳት ጉጅለ ስለዝተመንዘዐ፡ ዕላምኡ ተጨውዩ ጉዕዙኡ ኣንጻር ናይቲ ዝተበገሶ ማእዝን ሒዙ። ክንድዝኾነ ህዝቢRead More →

ህዝቢ ኤርትራ ንፍርቂ ዘመን መጀመርያ ብፖለቲካዊ ውዳበ ጸኒሑ ድማ ንሰላሳ ነዋሕቲ ዓመታት ብረታዊ ተጋድሎ ዘካየደሉ ምኽንያት፡ ባዕሉ መጻኢኡ ዝውስን ሕብረተሰብ ኰይኑ ብስልጡን ባህሉ እናተመርሐ፡ ምሉእ ራህዋ ዘለዋ ፡ ሰብኣዊ ክብረትን ሓርነትን ዘውሓሰት ፡ሉኣላውነታን ጥምረታን እትውንን ናጻ ሃገር ከረጋግጽ ስለዝባሃገዩ። ነቲ ኣብ ምፍላሙ ብብዙሓት ክዕወት ዘይሕሰብ’ዩ ዝተባህለ ቃልሱ ንናጽነት ንምሕያል ድልዱልRead More →

ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣስታት ፍርቂ ዘመን ዘቚጸሩ ጸጥታዊ ዘይምርግጋኣት ጠንቂ መመሊሶም ዝተሓላለዂ ማሕበረ-ቊጠባዊ ፡ ፖለቲካውን ልምዓታውን ድኻማት ኮይኖም ይቕጽሉ ኣለዉ። ክንድዚ ዝኣክል ዓመታት ኣብ ተሃዋሲ ኩነት ወዲቚ ዝርከብ ዞባ ድማ ኪንዮ’ቲ ብኹሉ መለኪዕታት ዝኸስሮም ኣገስገስቲ ዕድላት – ስቡሕ መሬት ንግዳማዊ ምትእትታውን  መጫጭሒ ጥሩፋውያን ጉጅለታትን’ዉን ስለዝኸውን ጸገማት እዚ ዞባ ሰንሰላታዊRead More →