ማእሰርቲ ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ንዅንን እዞም ክታምና ኣብ ታሕቲ ኣንቢርና ዘሎና ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ፡ ነቲ ትማሊ 17 መስከረም 2018 ብኣባላት ጸጥታ ምልካዊ ስርዓት ኣቶ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ዚተፈጸመ ማእሰርቲ ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ኣጥቢቕና ንዅንን። ምኽንያት መእሰሪኡ ንምልኪ፡ ክድዓት፡ ብልሽውናን ዓመጽን ናይቲ ስርዓት ዘቃልዕ ክልተ ቅጺ ዚሓዘ መጽሓፍ ስለዝደረሰን ስልጣን ብስሩዕ ሰላማዊ ኣገባብ ናብ ህዝቢ ኤርትራRead More →

ናይ ድጋፍ መግለጺ ንሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ኣብ ስደት ብዝርከቡ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ እዞም ክታምና ኣብ ታሕቲ ኣንቢርና ዘሎና ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ፡ ነዚ ብመሳርሕትና ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ኪዳነ – ናይ ፋይናንስ ሚኒስተር ነበር  – ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ተወሲዱ ዘሎ  ኣዝዩ ተባዕ ዝኾነ ተግባር ዘሎና ጽኑዕ ደገፍ ክንገልጽRead More →