ክቡር ተጋዳላይን ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ፡ ሎሚ ንጉሆ ምስ ወዱ ክቆርስ ኢሉ ምስወጸ ሓይልታት ጸጥታ ጨውዮም ኣበይ ከምዝወሰዱዎ ከምዘይፍለጥ ካብ ውሽጢ ሃገር ዝተረኸበ ሓበሬታ የረጋግጽ ክቡራት ኤርትራውያን፦ ሎሚ ኣብ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ክቃላሕ ንሰምዖ ዘለና ትርጉም ኣልቦ ናይ ሰላም ስምምዕ፡ ክምቲ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ናይ ሕልና እሱራት ኣብዚ ቀረባRead More →

  ንኹሉ መድረኽ ነናቱ ወለዶ ኣለዎ። ነፍሲ ወከፍ ወለዶ ድማ ኣብቲ ናቱ መድረኽን እዋንን ግዜ ዝሓቶ ዕማም ክዓምም፡ብግዲ ይኸውን። ኣብ ከም ሃገርና ዝኣምሰላ ሃገራት መንእሰያት ኣብ ዘዘመኖም ነናቶም ኣስተዋጽኦ እንዳገበሩን፡ኩነታት ንምልዋጥ ዓቢ እጃም እንዳተጻወቱን’ዮም ሓሊፎም።ብዙሕ ኣብ ዝርዝር ከይኣተና መንእሰያት ኤርትራ ዝተፈላለየ መግዛእታዊ ብድሆታትን ዓመጽን ምስኡ ተትሓሒዙ ዝመጽእ ማሕንቖታትን ንምብንጣስ ክሳብRead More →

ናይ ድጋፍ መግለጺ ንሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ኣብ ስደት ብዝርከቡ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ እዞም ክታምና ኣብ ታሕቲ ኣንቢርና ዘሎና ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ፡ ነዚ ብመሳርሕትና ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ኪዳነ – ናይ ፋይናንስ ሚኒስተር ነበር  – ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ተወሲዱ ዘሎ  ኣዝዩ ተባዕ ዝኾነ ተግባር ዘሎና ጽኑዕ ደገፍ ክንገልጽRead More →

  Panel I The Honorable Tibor P. Nagy, Jr. Assistant Secretary Bureau of African Affairs U.S. Department of State [full text of statement] Panel II Mr. Girum Alemayehu Co-Founder Ethiopian American Development Council [full text of statement] [truth in testimony form] Mr. Jamal Said President Oromo Community of Denver [fullRead More →

  ሚኒስተር ብርሃነ ኣብርሀ   ኣብዚ እዋን ዋግዋጎ እዋን ጽልግልግ ፍርሒ ዝዓንደረሉ እዋን ሕግብግብ ሚኒሰተር ብርሃነ ኣብርሀ እምበር ድምጹ ኣስሚዑ ኣብ ከብዲ ሓርገጽ ኮይኑ ንሞት ደፊሩ ሳምዕ ኮይኑ ንሓቂ መስኪሩ እዱድ ጥልመት ኢሰያስ ብኣዋጅ ምስ ኮነ ቀይደ በትኽነት ዶብ ምስ ሰገረ የገርም መዓስ ኮይኑ ህዝቢ ኤርትራ እንተሓረነ ከመይ ክውሓጠሉ? ኣሽሓትRead More →