Stop Rationalizing Tyranny. Tyranny must be condemned unequivocally and eradicated at once. Get DIA dead or alive now. Semere T. Habtemariam I like the Tigrinya proverb ምእንቲመጎጎትሓልፍኣንጭዋ (Spare the mouse; spare the mogogo, the Enjera-making clay griddle) because it accurately depicts the relation between the tyrant and the nation. MostRead More →

ሪሒብ ልቦናን ምትዕጽጻፍን ዝጠልብ ሓድሽ መድረኽ ኣብ ሰዓተይ ‘የ ኣብ ቦታ ኣኼባ ተረኺበ። መደብ ብሰዓቱ ክጅመር ይኽእል ኢዩ ዝብል ትጽቢት ግና ኣይነብረንን። ከም ኣዋድቓ ዒባ ዘርጠብ ዘርጠብ ምባል ከም ባህሊ ኣታኣታቲናዮ ኢና። ሩሑቕ ከይከድን ኣብ መርዓ “ መርዑት ኣትዮም ዶ?” እንዳበልካ ዘሎ ሰሓቦ ጉቶቶ ንግዜ ዘሎና ሚዛን ገና ኣይተዓረየን። ሎሚRead More →

  ኣባ ተኽሚካኤል ተወልደ “A fundamental change is needed. A change in our thinking, in our system and the way we do things, but more importantly a genuine personal penitence.” Abba Teklehaymanot.Read More →

ኹርኳሕ ዶ ዋላስ ፍታሕ ኣኽሊል ሃይሉ እቲ ኣብ መወዳእታ ክትበጽሖ እትደሊ ሸቶ ከይመደብካ ምብጋስ ዕዳ እዩ። ገሊኡ ኣብ ዘለዎ ‘ጋም-ማን’ እናበለ ዘስለጠ ይመስሎ፤ እቲ ኻልእ ከም ኣብ ዓውዲ ዘሎ ብዕራይ ኮለል ክብል እንትወዓለ ነዊሕ ዝተጓዕዘ ኮይኑ ይስምዖ። ኣብ መድበለ ገጽ (Facebook) ዝግዕር፡ ወይ ኣብ ፓልቶክ “ግደፉኒ ኣይትሓዙኒ” እናበለ ብዓቢ ወኒRead More →

ኣየ ‘ጎብየ’፡ ትጎዪ ኣብዘይጉየ ኣኽሊል ሃይሉ “ሓምሳ ኣእዱግ መራሒኦም ኣንበሳ፡ ዳርጋ ኣናብስ፡ ሓምሳ ኣናብስ መራሒኦም ኣድጊ ድማ ኣእዱግ” ዝብል ብሂል ቀዳሞት ኣገዳስነት ብሉጽ መሪሕነት የመላኽት። ሃገር ልዕሊ መራሒኣ ክትዓርግ፡ ክትሰርር ወይ ጸብለል ክትብል ኣይትኽእልን። ንላዕሊ ‘ተበለ ንላዕሊ ትብል፡ ንታሕቲ ‘ተበለ ድማ ባይታ ትዘብጥ። መሪሕነት ልዑል ስነ-ሓሳባዊ ብቕዓት ዝሓትት ጻውዒት’ዩ። ናይ’ቲRead More →

ኣይፋል ንተሞክሮ ፍሽለት! ኣኽሊል ሃይሉ ህዝቢ ኤርትራ ገርሂ እዩ። እዚ ግርህነቱ ንህዝቢ ኤርትራ ብተደጋጋሚ ብዙሕ ኣደራዕ ክወርዶ ኣሳጢሕዎ እዩ። ነገስታትን መሳፍንትን ኢትዮጵያ ዘውረዱሉ ሃስያን ራስያን ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን። እቲ ክሳብ ሕጂ ግዝኣት ቱርኪ እናተባህለ መመሰሊ ኮይኑ ዘሎ ናይ ቱርካውያንን ግብጻውያንን’ውን ከመይ ኢልካ ይርሳዕ፧ ድሕሪኡ’ውን በቶም ንኣፍሪቃ ክጎዛዝይዋ ዝመጹ ገዛእቲ፥ ጥልያንንRead More →