መስርሕ ምዝርጋሕ መጻሕፍቲ “ሃገረይ ኤርትራ” እዚ መልእኽቲ ‘ዚ፡ ንመስርሕ ምዝርጋሕ – ብጅግና ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብረሀ ኪዳነ ዝተጻሕፋ መጻሕፍቲ – “ሃገረይ ኤርትራ” ዝምልከት እዩ። እዘን መጻሓፍቲ ኣብ ‘ዚ ቐረባ ግዜ ኣብ መላእ ዓለም ክዝርግሓ ‘የን። ነዘን ክልተ ምጽሓፍቲ፡ ናብ ኩሉ ዓለም ንምዝርጋሕ፡ ናብ ዉሽጢ ሃገር ንምእታው፡ ንዘድልዩRead More →

ሎሚ ዕለት 24 ግንቦት ዝኽሪ መበል 27 ዓመት ኤርትራ ሃገርና ነጻ ዝወጸትሉ ዕለት ኢዩ። መዓልቲ ናጽነት ኣብ እነብዕለሉ ዘሎና ግዜ፣ ህዝብና ን27 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ኣርዑት ምልካዊ ጉጅለ ህግደፍ ጌና ይሳቐ ከም ዘሎን፣ ኤርትራ ሃገርና ብሰንኪ አረመናዊ ምሕደራ ህግደፍ አብ ቃራና መንገዲን፣ አብ መንጎ ምህላውን ዘይምህላውን ኩነታት ትርከብ ምህላዋ ርኡይRead More →