ሓባእ ቁስሉ ሓባእ ፈውሱ (6ይ ክፋል) ናስር ዑመር ዓሊ   ኣብ ዝሓለፈ 5ይ ክፋል ናይ’ዚ ብ“ሓባእ ቁስሉ ሓባእ ፈውሱ” ብዝብል ኣርእስቲ ብተኸታታሊ ዘቅርቦ ዘለኹ ጽሑፍ፡ ብዛዕባ ግደ ናይቶም ብጕልባብ ሃይማኖትን፡ ዓሌትን፡ ብሔርን፡ ኣውራጃን ዝግበሩ ምትእኽኻባት ኣብ ምንዋሕ ዕድመ ናይ’ዚ ዓማጺ ስርዓት ገሊጸ ነይረ። እዞም ወገናት’ዚኦም ንኣባላቶምወላ’ኳ ኣብቲ ቁዋምና ዝብሉዎ ደምብታቶምRead More →