ላም ፍርቂ ጎና ኣይትዓብር፡ ፍርቂ ጎና ኣይትሃጥር። እትውለደሉ ቦታ ወይ ስድራ ወይ ዓሌት ኣይትመርጽን። ብምርጫኻ ‘ተዝኸውን ኔሩ መብዛሕትና ካብ፥ እንዳነገስታት፡ ወይ ካብ ሃብታማት፡ ስሙያት፡ ሰብ ዝና ክንውለድ ምመረጽና። ሒደት ለባማት’ውን ኣይሰእኑን ካብ፥ ፈቃራት፡ ለዋሃት፡ ሕያዎት፡ ሃያባት ክፍጠሩ ዝመርጹ። እግዚኣብሄር ከምቲ ጽቡቕ ድሌቱን ፍቓዱን ንነፍሰወከፍና በቲ ናቱ መደብ፡ በቲ ዝዓደለና ተፈጢርና’ሎና።Read More →

ሓባእ ቁስሉ ሓባእ ፈውሱ (3ይ ክፋል)   ኣብ ዝሓለፈ 2ይ ክፋል ናይ’ዚ “ሓባእ ቁስሉ ሓባእ ፈውሱ” ብዝብል ኣርእስቲ ብተኸታታሊ ዘቅርቦ ጽሑፍ፡ ነቶም ነዚ ስርዓት ከም “ቦኽሪ ውላዶም” ቆጺሮም ዘይተኣደነ ደገፍ ዝህቡ ዘለዉ ኣሳሰይቲ ብሕጽር ብዝበለ መንገዲ ክገልጾም ፈቲነ ነይረ። ኣብቲ መግለጺየይ እዞም ዓይነት ደገፍቲ’ዚኦም ብባህሪኦም ብዙሕ ክፍኣት ዘይብሎምን፡ ነቲ “ንናትካRead More →