ሓባእ ቁስሉ ሓባእ ፈውሱ (2ይ ክፋል)   ኣብቲ ቀደማይ ክፋል ጽሑፈይ፡ ብዛዕባ’ቶም ክልተ ዓይነት ኣሳሰይቲ ስርዓት ህግደፍ ገሊጸ ነይረ። ክልቲኦም ንምልኪ ብምሉእ ልቦም ኣሜን ኢሎም ዝተቀበሉ ኮይኖም፡ እቶም ሓደ ወገን ምብላዕ ምብልዑ “ብዝብኢ ዓዶም” ክብልዑ ዝመረጹ ክኾኑ እንከለዉ፡ እቶም ሓደ ዓይነት መሳሰይቲ ከኣ ብሰንኪ ክቱር ፍርሒ ናይ’ቲ ዝንበይዎ ዘይርጕጽ መጻኢን፡Read More →