ዓመት ተስፋ! ምቅልቓል ሓድሽ ናይ ሓባር ረቛሒ ኣክሊል ሃይሉ ወዲ ሰብ ብባህሪኡ ረሳዓይ’ዩ። ብፍላይ ከኣ ጊዜ ምስዝወስድ፡ ምድፋእ ዕድመ ወሲኽካ ብዙሕ ነገር ክዝንግዕ ይጅምር። ገለ ኸኣ ኣሎ ደይመደይ ኢሉ፡ ፈትዩ ዚርስዕ። ንስንፍንኡ፡ ንስዕረቱ፡ ንድኻሙ፡ ነቲ ዘሕፍሮ ዘበለ ኾታ፥ ማይ ዘይጠዓመ ትንታነታት እናሃበ፡ ኣብ ናይ ዘይክዉንነት ወይ ናይ ጽውጽዋይ ዓለም ይነብር።Read More →