ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዝነበራ ግጭት ኣብቂዑ ኢላ ካብ ትእዉጅ፡ ብርክት ዝበሉ ፖለቲካዊ ለዉጢታት ክተምጽእ ልዑል ትጽቢት ይግበረላ። ብዝተፈላለየ ምኽንያት ዝተሓየሩ ዜጋታት ካብ ቤት ማእሰርቲ ምፍታሕ ካብቶም ብቀዳምነት ዝርቁሑ ዉዓል ሕደር ዘይበሃሎም ፖለቲካዊ ፍታሕ ዘድልዮም ሓደ ኢዩ። ሰመረ ከሰተ ይበሃል። ኣብ 1990 ተምሃራይ 10ይ ክፍሊ እንከሎ ከም ኩሉ ኤርትራዊ ንኽጋደል ንሳሕልRead More →

ህዝቢ ብዘይ ሃገር፡ ሃገር ብዘይ ህዝቢ ከንቱ ‘ዩ! ኣብ ዕለት 20 ሰነ 2018፡ ስርዓት ኣስመራ ኣኽናፉ ዘርጊሑ! ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ነቲ ኣብ ‘ዚ እዋን ‘ዚ ኣብ መንጎ ስርዓት ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን ዝኸይድ ዘሎ ናይ ሰላም ርኽክብ ዘሎኒ ሓጺር ርእይቶይ ኣብ ጽሑፍ ኣስፊረ ምንባረይ ዝዝከር ኮይኑ፡ ሕጂ ‘ውን ኣብ ‘ዚ ዝኸይድRead More →

ዋሽንግተን — ካብ መስረቲ ገድሊ ናጽነት ኤርትራን፡ ኣባል`ቲ ጉጅለ-15 ተባሂሉ ዝፍለጥ መብዛሕቲኡ ኣባሉ ዝተኣስረን ኣቶ መስፍን ሓጎስ፡ እቲ ኣዕናዊ ኩናት ምብቅዑን፡ ብኢትዮጵያ ዝተወስደ ስጉምቲ ምትግባር ኮሚሽን ዶብን ጽቡቕ `ኳ እንተኾነ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ዝግበር ዘሎ ኣካይዳን ዝውሃብ ዘሎ ምላሽን ግን እቲ ክንጽበዮ ዝጸናሕና ኣይኮነን ይብል ።   https://tigrigna.voanews.com/a/ኣብ-መስርሕ-ሰላም-ኤርትራን-ኢትዮጵያን-ብወገን-ኤርትራ-ኣሳታፊ-ዝኾነ-ንጹር-ሓበረታ-የለን-ኣቶ-መስፍን-ሓጎስ/4480286.htmlRead More →

                                         ህጹጽ ጸዋዒት  ዝሓዘት ቅልዕቲ መልእኽተይ                                  ናብ ፕረሲደንት ሃገር ኤርትራ እሰያስ ኣፍወርቂ                    መሓመድ ብርሃን ብላታ        ኣቐዲመ ነዚ  ኣብዚ ግዜ`ዚ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝተቐልቀለ ሓድሽ ታሎቲካዊ መቐይሮ  ( historical change) ኣብ ግምት ብምእታው ንህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያን ንህዝብታት ቀርኒ ኣፍርቃን “ዮሃና ዮሃና ያሃና” ክብል ከሎኹ፡ ብፍላይ ከኣRead More →

جبهة التحرير الإرترية اللجنة التنفيذية عقدت اللجنة التنفيذية لجبهة التحرير الإرترية اجتماعاً استثنائيا قيمت فيها مبادرة الحكومة الاثيوبية لتحقيق السلام بين اريتريا واثيوبيا. الجبهة ترحب بهذه المبادرة التاريخية بعد صراع امتد لعقدين منى فيها البلدان بخسائر هائلة في الموارد البشرية والاقتصادية التي كان ينبغي تكريسها في بناء وتعمير ما دمرتهRead More →