ሕጂ`ኸ? ኣሰፋው ተኸስተ ኣብዚ እዋን ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናይ ለውጢ ሃዋህው ዓሲሉ ኣሎ።  ኣብ ኬንያ ዝተራእየ ናይ ዕርቅን ይቕረን ሓባራዊ ጸሎት ኣብ መንጎ እቶም ደመኛታት ዝነበሩ ፕረዚደንት ኡህሩ ኬንያታን ራይላ ኦዲንጋን ሓደ ኣብነት ኢዩ። ኣብ መንጎ ብቐቢላዊ ውግእ ዝተፋለሱ ፕረዚደንት ሳልፋ ኼርን ሪያክ ማሻርን ዝግበር ዘሎ ዕርቀ ሰላም እውንRead More →

توقع كثيرٌ من المراقبين أن تحمل كلمة الرئيس الإرتري إسياس أفورقي في يوم الشهداء رداً على الرسائل الإيجابية التي بدأت تنطلق من أديس أبابا على لسان رئيس الوزراء الإثيوبي المنتخب أبي أحمد منذ لحظة توليه السلطة وإعلانه قبول إثيوبيا الكامل لقرار محكمة التحكيم وضرورة استعداد بلاده للانسحاب من بادمي وبقيةRead More →

ሰነ 20 2018 ስርዓት ኣስመራ  ኣኽናፉ ዘርጊሑ! እዚ ብናይ ኢትዮጵያ ጠቕላሊ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይኣሕመድ ዝቐረበ ናይ ሰላም ጻውዒት፡ነቲ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያንኣብ ኣዕናዊ ኲናት ኣትዩ ብኣእላፍ ዝቑጸር ሂወት ዝተኸፍሎን፡ ብሚልዮናት ዶላራት ዝግመት ንብረት ዝዓነወሉን፡ ብኣሽሓት ዝግመት ህዝቢ ዝተመዛበለሉን፡ ካብኡ ሓሊፉ ‘ውን ህዝብታት ናይ ክልቲኡ ሃገራት ኣብ ናይ ኣይ-ሰላም ኣይ-ኲናት ኩነታትRead More →

20 ሰነ ሰማእታትና ንዘልኣለም ነኽብረላ ክብርቲ መዓልቲ እያ። ሎሚ: 20 ሰነ: ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሃገርናን ኩርናዓት ዓለምን፣ ህዝብና ነቶም ሃገራዊ ናጽነት ክውን ንምግባርን: ብድሕሪኡ’ ውን ልኡላውነት ሃገር ኣብ ዝተደፈረሉ ህሞት ንሃገሮምን ህዝቦምን ክብሮምን ክከላኸሉ ህይወቶም ዝኸፈሉ ጀጋኑ ሰማእታት ዝዝክረላ መዓልቲ ብምዃና ኣዝያ ክብርቲ ዕለት እያ። መዓልቲ ሰማእታት ክንብል እንከለና እቶም ምእንቲ ሃገር ዝሓለፉ ብሉጻት ዜጋታት ኣብRead More →

ዚጐደለ ሓቅታት ኣብ ክትዕ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን  መሰረታዊ ጠንቂ ናይቲ ዶባዊ ግጭት እቲ ሓቂ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ‘ባድመን ከባቢኣን’ ዚካየድ ‘ተቓውሞታት’ ምእንቲ ሕቡእ አጀንዳ ሕንፍሽፍሽን ዕውንውንን ምዝራእ መዋጥር ስቕታ ኢሳያስ ጕዕዞ ንቕድሚት ናብ ርጉእ ሰላም መሰረታዊ ጠንቂ ናይቲ ዶባዊ ግጭት   ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን በቶም ነቲ ማእከላይ፡ ምዕራባውን ምብራቓውን ክፋላት ናይቲRead More →