ኣብ መጨረሽታ ናይ ሚያዝያ 2018 ዶናልድ ያማማቶ ናብ ኤርትራን ጂቡቲን ኢትዮጵያን በጺሑ። ያማማቶ እቲ ድሕሪ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት ናብ ኤርትራ ዝበጽሐ ዝለዓለ ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ በዓል መዚ ‘ዩ። ኣብ ‘ቲ ዞባ ብዙሕ ዝተቓያየረ ነገራት ይሃሉ እምበር እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጸንሐ ናይ ኣይ-ሰላምኣይ-ኲናት ኩነታት ግን ከም‘ቲ ዝነበሮ‘ዩ ከይተለወጠRead More →