‘ኣብ መስርሕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ብወገን ኤርትራ ኣሳታፊ ዝኾነ ንጹር ሓበረታ የለን’ ኣቶ መስፍን ሓጎስ

ካብ መስረቲ ገድሊ ናጽነት ኤርትራን፡ ኣባል`ቲ ጉጅለ-15 ተባሂሉ ዝፍለጥ መብዛሕቲኡ ኣባሉ ዝተኣስረን ኣቶ መስፍን ሓጎስ፡ እቲ ኣዕናዊ ኩናት ምብቅዑን፡ ብኢትዮጵያ ዝተወስደ ስጉምቲ ምትግባር ኮሚሽን ዶብን ጽቡቕ `ኳ እንተኾነ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ዝግበር ዘሎ ኣካይዳን ዝውሃብ ዘሎ ምላሽን ግን እቲ ክንጽበዮ ዝጸናሕና ኣይኮነን ይብል ።

 

https://tigrigna.voanews.com/a/ኣብ-መስርሕ-ሰላም-ኤርትራን-ኢትዮጵያን-ብወገን-ኤርትራ-ኣሳታፊ-ዝኾነ-ንጹር-ሓበረታ-የለን-ኣቶ-መስፍን-ሓጎስ/4480286.html

Print Friendly, PDF & Email